Fana: At a Speed of Life!

ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ 2021 ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግቢን ኣፋውስን ኢትዮጵያ ወይዘሪት ሄራን ገርባ ተዓዋቲት ሽልማት ሽጋራ ዘይትከኸሉ መዓልቲ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2021 ኮይነን።

እተን ዋና ዳይሬክተር፥ ኢትዮጵያ ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ቦታ ሽጋራ ከይትከኽ ዘውፀአቶ መምርሒ ብምትግባርን ብምቁፅፃርን ንዝገበረኦ ኣስተዋፅኦ ዝተበርከተ ሽልማት ከምዝኾነ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ሽልማት ቅድም ክብል እውን ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ውልቀ ሰባትን ትካላትን ነዚ ሽልማት ወሲዶም ከምዝነበሩ ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.