Fana: At a Speed of Life!

ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ ፣ 2914 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን።

ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ምህላዉ ይዝከር።

ብመሰረት እዚ ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን።

ወይዘሮ ጠይባ ሃሰን ድማ ምክትል ፕሬዚዳንት ብምዃን ከምዝተመረፃ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.