Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ልኡኻት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን።

እቲ ዘተ ምስቲ ባንኪ ምስ ዝስርሑ ተግባራትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታተን ደገፍ ፋይናነስ ኣብ ዝግበረሉ ኩነታት ጠሚቱ ኢዩ ተኻይዱ።

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝቕሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ንምትግባር ኣብ ዝዳሎ ዘሎ ማዕቐፍ መሻርኽቲ ብምድሃብ መስቶም ኣባላት ልኡኽ ውፅኢታዊ ዘተ ኣካይድና ኢለን።

እቲ ባንኪ ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ምዕባለ ንምምፃእን ድኽነት ንምቕናስን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዘየትካእ ግደ ከምዘለዎ እውን ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.