Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ብኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ብምርካብ ኣዘራሪበን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጳያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ካብ ፍልፍሉ ንምስማዕን ንምድራቕን ብምምፅአን ኣመስጊነን።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ሰብዓዊ ተኹስ ደው ምባል ውሰነ ቅድሚ ምግባሩን ድሕሪኡን ናይ ሰብኣዊ ህፁፅ ምልሽ ንምሃብ ዝተገበሩ ፃዕሪታት ብዝርዝር ኣረዲአን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.