Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን።

እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዕድል ስራሕን ሰላም ኢንዱስትሪን ዝጠመቱ ዛዕባታት ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረሉ ተዛሪበን።

ኣንፈታት ጠመተ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት፣ እቲ ምምሕዳር ብምንፀር እቲ ዓውዲ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ብዝምልከት እወን ዘተ ከምዝተገበረሉ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.