Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ተረኺበን ሪአንኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ኣሰር ንዘዕረፈ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንብሪ ገዝኡ ተረኺበን ጎብኒየንኦ።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ ኦሮሞ ብሓፈሻ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢዪ ኣሰር ዘዕረፈ፣ ተፈታዊ ናይ ጥበብ ሰብን ተጋዳላይ ናፅነትን ዝኾነ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ተረኺበ ብምርኣየይ ሓጎስ ተሰሚዑኒ” ክብላ ገሊፀን።

ፅቡቕ ጥዕና እውን ተመኒየናሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.