Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን መዘነአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትራት ትራንስፖርት ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን ተዛቲየን።

ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 41 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሲቪል ኣቪዬሽን በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ይሳተፍ ኣሎ፡፡

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ጎና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ኣበ ዘፈር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን መዘነአን ተዛቲየን፡፡

ዘፈር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝፈጥሮ ሰናይ ምትእስሳር ሃገራት ኣብ ምጥንኻር ብምዝታይ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ምብፀሖም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.