Fana: At a Speed of Life!

ዋሊያታት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ምስ ካሜሮን መዘነኦም ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን መዘነኣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክተካይድ ኢያ።

ብኣሰናዳእነት ካሜሮን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸትሰዓት ሓደ ትፅቢት ዝግበረሉ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ምስ ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ክትገብር ኢያ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝነበረ ፈላማይ ፀወታኣ ብሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርዴ 1 ን 0 ከምዝተሰዓት ይዝከር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.