Fana: At a Speed of Life!

ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ በባ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ )ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣፍሊጡ።

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ምጅማሩ ዝጠመተ መግለፂ ሎሚ መዓልቲ ሂቡ።

ኣብቲ ዝፋቦ መግለፂ፥ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣይተ ቴዎድሮስ በቀለ ሓዊሱ ብገበን ግዕዚይና ወይ ስርቂ ዝተጠርጠሩ ሰብ መዚ ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ኣፍሊጡ።

እቶም ውልቀ ሰባት ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብዘይኣግባብ ብምጥቃም ካብ ውልቀሰባትን ትካላትን ገንዘብን ንብረትን ብምውሳድ ተጠቊሞም ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኢሉ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድማ፥ ደቂ ሓረስቶት ዘይኮኑ ቆልዑ ብምምሳል፣ ብምኽኒያት ልምዓት ዘይተልዓሉ ብሓሰት ገበን ዝፈፀሙ ውልቀ ሰባት ከምዝተለለዩ ተሓቢሩ።

ህዝቢ ግዕዝይና ዝፈፀሙ ኣብ ምግላፅ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ።

ብኣዳነች በበ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.