Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ከምዝጅመር ተገሊፁ።

ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ እቲ ውድድር፥ ተኣንጋዲት ሃገረ ዴሞክራቲክ ረፐብሊክ ኮንጎ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ኣብ ባህርዳር ክሳተፋ ኢየን።

እቲ ውድድር ዝቕፅል ቀዳም ሰዓት ትሽዓተ ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅመር ኢዩ።

መኽፈቲ ፀወታ እቲ ውድድር ካብ ሰዓት 8 ጀሚሩ ከምዝኾነ እውን ካብ ፌዴሬሽን ስፖርት ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.