Fana: At a Speed of Life!

ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ተምህርቲ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ እቶም ተፈተንቲ ካብ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5ን 30 ደቓይቕን  ጀሚሩ ውፅኢቶም ብድረ ገፅ https://eaes.edu.et/ ፤ ብ6284 ሓፂር መልእኽቲ ፅሑፍ  ናይ ምዝገባ ቁፅሮም(Registration Number)  ብምእታው  ወይ ብቴሌግራም https://t.me/eaesbot ምርኣይ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.