Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ንኲናት ምስዋሩ ከውግዝ ኣለዎ-መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ንኲናት መስዋሩ ከውግዝ ኣለዎ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ገሊፁ።

መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ዕድምኦም ንውትህድርና ዘይበፅሐ ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ከምዘሎ ብመረዳእታ ዝተደገፉ ብዙሓት ሓበሬታታት ይወፅኡ ኣለዉ ኢሉ።

ይኹን እንበር ማሕበረሰብ ዓለም ኣብቲ ጉዳይ ስቕታ ምምራፁ ገሊፁ።

ስለዝኾነ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ንኲናት ምስዋሩ ከውግዝ ኣለዎ ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.