Fana: At a Speed of Life!

ዓል ዓርቢ ስቕለት ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ።

እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ፆም፣ ፀሎትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታትን ኢዩ ተኸቢሩ።

ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስርትያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን ብስግደትን ፆምን ዝኽበር እንትኸውን፥ ኣብ ሕብረት ወንጌላውያን ኣቢያተ ክርስቲያን እውን ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት እናተዘከረ ይውዕል፡፡

እተን ኣቢያተ ክርስትያን፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ንወዲ ሰብ ክብል ዝተቐበሎም መከራታት ንምዝካር ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ትምህርቲታት ኣቕሪበን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.