Fana: At a Speed of Life!

ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሃሰን መሓመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን እንዳለው መኮንን፣ ኣፈፃሚ ስራሕ ማእኸል ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብዲናስር ተርኪን ካልኦት ሓለፍቲን ኣብቲ ጉባኤ ተረኺቦም።

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ግብርና፣ ማዕድንን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪን ዘለዋ ዓቕሚን እወንታዊ ዕድላትን ዝምልከት ኣብቲ ጉባኤ ክዝተየሉ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.