Fana: At a Speed of Life!

ዓቕሚ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ዘዕቢ ድልየት ዝምጥን ኣቕርቦት ንክህሊ ይሕግዝ-ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ፋብሪካታት ካብ ምህናፅ ብተወሳኺ ዓቕሚ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ዘዕቢ ድልየት ዝምጥን ኣቕርቦት ንክህሊ ይሕግዝ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ኢ/ር ታከለ ኡማ ገሊፆም።

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ድሬደዋ ዝርከብን ስራሕቲ ፅገንኡ ዝተዛዘመን ፋብሪካ  ሲሚንቶ ናሽናል ዑደት ገይሮም።

እቶም ሚኒተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፅገና እቲ ፋብሪካ ናይ ምፍራይ ዓቕሙ 30 ሚኢታዊ ከምዘዕቢ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.