Fana: At a Speed of Life!

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምልማዕ ኣብ ልዕሊ ህገራት ተፋሰስ ጉድኣት ናይ ምብፃሕ ባህጊ ከምዘይብላ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገሊፆም።

ነዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠመ ልዑል መጠን ዝናብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ ምምላእ ሓሊፉ ንጎረበት ሃገር ሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.