Fana: At a Speed of Life!

ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ኸፊቱ።

ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓ ሰራዊት እቲ ኤግዚብሽን ከፊተምዎ።

እቲ ኤግዚብሽን ክሳብ 25 ለካቲት 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተሓቢሩ።

ኢትዮጵያዊያን ብዘይኣፈላላይ ዝገበርዎ ተጋድሎ ዘርእይ ምድላው ከምዝቐረበ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.