Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ይፍፀም ከምዘሎ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ገሊፁ።

እቲ ዓውዲ ንምምሕያሽ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ድማ ኣብ 2013 ዓ.ም ን116 ሺሕን 936 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዓውዲ መኣድን ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣሶሳን ዩንቨርስቲታት ትምህርት መዓድን ማእኸል ተኸፊቱ።

ማዕከላዊ ስርዓት መረዳእታ ዓውዲ ነዳዲ ንምዝማን ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተገሊፁ።

ናይ ገይፀመይፂ ማዕድናት ዕዳጋ ንምዝማን ኣብ ቀረባ እዋን ዕዳጋ  ኢሴክስ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.