Fana: At a Speed of Life!

ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ንግዲ ደቂ ሰባተ፣ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ምሽጋርን ንስራሕ ናብ ሃገራት ወፃኢ ምልኣኽን ገበናናት ንምክልኻልን ምቁፅፅርን ዝተጣየሸ ብሄራዊ ቤት ምክሪ ኢዩ ኣዳሊዩዎ።

ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ተረኺቦም።

ብኣዳነች ኣበበ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.