Fana: At a Speed of Life!

ዜጋታት ዴሞክራሲና ምሉእ ዝገብር ምርጫ ኣካይዶም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20  መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ምርጫ ብእዋኑ ምፍፃም ዘይከኣኡ ሎሚ ዴሞክራሲና ሙሉእ ዝገብር ምርጫ ኣካይዶም ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

ምንም ዓይነት ፀገም ፀፅታ እንተየጋጠመ፥ ድምፆም ንደለይዎ ሕፁይ ፖለቲካ ብምሃብ ናይ ዜግነት ግዴተኦም ብዓወት ተዋፂኦም ኢሎም።

ብተመሳሳሊ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ ናይ ኮንታ፣ ምዕራብ ኦሞ፣ ቤንች ሸኮ፣ ከፋ፣ ዳውሮን ሸካን ህዝብታት ምምሕዳር ዝደሊዩዎ ናይ ክልል ምምሕዳር ብህዝበ ውሳነ ኣፍሊጦም ኢዮም።

ክልቲኦም ከይዲታት ዴሞክራሲ ብነፃነት ድልየቶም ብድምፆም ምፍፃም ንዝኸኣሉ ዜጋታት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም።

እዞም ሰለማዊ ዝኾኑ ልምምዳት ዴሞክራሲ ብዕዉት ኩነታት ንክፍፀሙ ምርጫ ብምፍፃም ከይደ ዝተኻፈሉ ኣካላት ብምልኦም ኣመስገኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.