Fana: At a Speed of Life!

ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅ ኣብ መናእሰይ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ብሩህ ንምግባርን ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅን ኣብ መናእሰይ ክስርሑ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።

ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኒጀር ይካየድ ምስ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ኣብ መድረኽ ዕድጊት ኤሌክትሮኒክስ ኣፍሪካ ተሳቲፎም።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዝሓሸት ኣፍሪካ ንምህናፅ ኣብ መናእሰይ ክስራሕ ይግባእ ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.