Fana: At a Speed of Life!

ዝቕፅል ከይዲ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ ሃገራዊ መረፃ ንምዕዛብ ተዓዘብቲ ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ።

ትማሊ ምሸት ነበር ፕሬዚዳንትን ናይጄሪያንኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ዝኾኑ ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ።

እቶም ሓላፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዉ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ወይዘሮ ፍሬኣለም ሺባባው ኣቀባብላ ከምዝገበራሎም ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.