Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ትካላት ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ፦

  • ሜድሮክ ቴክኖሎጂ ግሩፕ – 20 ሚሊየን ብር
  • ባንኪ ዳሽን – 10 ሚሊየን ብር
  • ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል -10 ሚሊየን ብር
  • ኢንተርናሽናል ባንኪ ኦሮሚያ – 5 ሚሊየን ብር
  • ኣዋሽ ኢንሹራንስ – 3 ሚሊየን ብር
  • ባንኪ ኣባይ – 3 ሚሊየን ብር
  • ግሎባል ባንኪ ደቡብ – 2 ሚሊየን ብር
  • ሆራ ትሬዲንግ – 2 ሚሊየን ብር
  • ትራኮን ትሬዲንግ – 1 ሚሊየን ብር
  • ሳንታማሪታ – 1 ሚሊየን ብር
  • ኢየሩሳሌም መታሰቢያ ድርጅት – 200 ሺህ ብር
  • ቲ ኬ ፒ.ኤል.ሲ – 50 ሺህ ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.