Fana: At a Speed of Life!

ዩኒሴፍ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዝተማለአ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ።

ኣማኻሪ ሪጅናል ቢሮ ሓለዋ ህፃናት እቲ ትካል ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪኻሪ ኣንደሪው በሮክስ፥ ምስ ሚኒስትር ደቂኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ተዛቲዮም።

ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ መንግስቲ ብዘጋጠመ ኲናትን ድርቂን ምኸንያተወ ንዝተጎድኡ ከባቢታትን ዝተመዛበሉ ወገናትን ናይ ምድጋፍን ምጥያሽን ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፀን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.