Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲተ ወልቂጠየ 2 ሺሕን 472 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲተ ወልቂጠየ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 472 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተረኺቦም፡፡

እቶም ተምሃሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ትምህርቲ ኢዮም ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.