Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 696 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ  ዶ/ር ጀማል ኣባፊጣ፥ ኣብ ሱማሌ ላንድ ሃርጌሳ ካምፓስ ብኒውትሬሽን ዘሰልጠኖም 19 ተምሃሮ ካልኣይ ዲግሪ ምምርቑ ተዛሪቦም።

እቲ ዩንቨርስቲ ካብ መንጎ ዘመረቖም ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ካብ ክፍሊ ሕከምና ኢዮም።

ካብ መንጎ እቶም ዝተመረቑ እቶም 252 ተምሃሮ ብሓፈሻዊ ሕክምናን ሕክምና ስኒን ከምዝኾኑ ተገሊፁ ክብል ኢቲቪ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.