Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 225 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።

እቶም ተምሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ዶክተር መኩሪያ ሃይሌ፣ቦርድ እቲ ዩንቨርስቲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.