Fana: At a Speed of Life!

ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ ፋብሪካ ቡን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ፋብሪካ ቡን ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ መሪቖም ኣጀሚሮም።

እቲ ዩኒየን ዋን ኮ ኮፊ (ONE-KOO coffee) ፋብሪካ ቡኑኡ ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብዝተረኸቡሉ ኣመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡

ዩኔን ሕብረት ስራሕ ኣፍረይቲ ቡን ኦሮሚያ፥ ዋን ኮ ኮፊ (ONE-KOO coffee) ቡን ዝቖሉ፣ ዝጥሕንን ዝዕሽግን ዘበናዊ ፋብሪካ ቡን ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡

እቲ ዩኒየን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ ከተማታት ገላንን ቡሌ ሆራን ዘህነፆ ፋብሪካን ዘበናዊ መኻዚንን ኣመሪቑ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.