Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርሲቲ መቐለ ስሩዕ ትምህርቲ ንምጅማር ዘኽእል  ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ መቐለ  ተምሃርኡ ተቐቢሉ ስሩዕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምጅማር ዘኽእል ምድላው  ከምዝወገነ ኣፍሊጡ።

እቲ ዩንቨርሲቲ 13 ሽሕ ተምሃሮ ዝቕበል እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ዓመት ክሳዕ ሻድሻይ ዓመት ዘለው ተምሃሩኡ ምዃኖም ዳይሬክተር ኣገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩንቨርሲቲ    ዶ/ር ተኸስተ ለገሰ ገሊፆም።

ዩንቨርሲቲ መቐለ ካብ 28 ክሳብ 30 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተምሃሩኡ ከምዝቕበል  ዶ/ር ተኸስተ ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.