Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርሲቲ ራያ ተምሃርኡ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ ከምዝወገነ ገሊፁ።

እቲ ዩንቨርስቲ ብምኽንያት ቫይረስኮሮና ተቋሪፁ ዝነበረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምቕፃል ዝወሰነ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ 15ን 16 ጥሪ 2013 ዓ.ም ተምሃርኡ ንምቕባል ከምተዳለወ ፕሬዚዳንት ዩንቨርሲቲ ራያ ፕሮፌሰር ታደሰ ደጀኔ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.