Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ደብረ ታቦር ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሮኬት ኣካይዱ።

እቲ ዩንቨርስቲ መበል 154 ዝክረ ሰማእት ኣፄ ቴዎድሮስ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣሞራ ገደል  ዕዉት ምውንጫፍ ሮኬት ከምዘካየደ ገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝተፈላለዩ ምርምራት ቴክኒሎጂ እናካየደ ከምዝፀንሐ ድማ ፕሬዚደንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር አነጋግረኝ ጋሻው ገሊፆም።

እቲ ምርምር ንምርምር ህዋ ሳይነስ ኢትዮጵያ ሓጋዚ ከምዝኾነን ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእን ምግላፆም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.