Fana: At a Speed of Life!

“ያሆዴ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሃዲያ ኣብ “ዩኔስኮ” ንክምዝገብ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ያሆዴ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሃዲያ ኣብ “ዩኔስኮ” ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ በዓል ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተኸቢሩ።

ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬን ካልኦት ላዕለዎት ለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ተረኺቦም።

ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ከብሪታት ተዓጂቡ ዝኽበር እቲ በዓለ፥ ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ድማ ተሓቢሩ።

ኣብቲ በዓል ካብ ሲዳማ፣ ዓፋር፣ ሃላባ፣ ማረቆ፣ ወላይታ፣ ጋሞን ካልኦት ብር ብሄረሰባተን ዝመፅኡ ኣጋይሽ ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.