Fana: At a Speed of Life!

“ዮ ማስቃላ” መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ጋሞ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን 2015 ዓ.ም ብሄረ ጋሞ “ዮ ማስቃላ” ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖን ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ከምኡ እውን ተቐማጦ እቲ ዞባ ተረኺቦም።

ህዝቢ እቲ ዞባ ባህልን ፀጋታትን ዝገልፁ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ይፍፀሙ ከምዘለዉ እውን ተገሊፁ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.