Fana: At a Speed of Life!

 “ዮ…ማስቃላ” ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓመት መላወጢ ጋሞ “ዮ…ማስቃላ” ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ኣብ ምምሕዳር ዞባ ጋሞ ዝተሃነፀ ተምሳሌት ሰላም ብሄር ጋሞ ኣብ ዝኾነ ሓውልቲ ምረቓ ተጀሚሩ።

እቲ በዓል ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን አያኖን ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም።

“ዮ…ማስቃላ” ብዝምልከት ኣብ ዝተገበረ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘተ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃደ ስንቄታት፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብቲ በዓል ከምዝተረኸቡ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.