Fana: At a Speed of Life!

ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደሕንነት መገዲ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ንምክታት ዘኽእል መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ “ትምህርቲ ደሕንነት መገዲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ሚኒስቴር ትራንስፖርት ምስ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ከምዝኾኑ ኣብ ሚኒስቴር መጓዓዚያ ፌዴሪኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.