Fana: At a Speed of Life!

ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጉብናይ ናብ ከተማ ኮምቦልቻ ኣቲየን።

ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝም ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣየለች እሸቴን ካልኦትን ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተረኺበን።

እተን ሚኒስትራት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ተረኺበን ዘለዋ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ዝርከቡ ዜጋታት ንብዕዛብን ንምብርትታዕን ኢዩ።

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ እንትበፅሓ ድማ ብማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ኣቀባብላ ከምዝተገበረለን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.