Fana: At a Speed of Life!

ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ  ተጀሚሩ።

1 ሰነ 2015 ዓ.ም ድማ ኣብ መላእ ሃገር ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ክጅምር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛረቦም።

ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ፈተነ ዝተጀመረ ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ ኩለን ተሽከርከርቲን ኩሎም መዐደሊታት ነዳዲን ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ ኢሎም።

እቶም ሚኒስትር፥ ፍሪያት ነዳዲ ንከይባኽንን ቅልጡፍ ዕዳጋ ንክህሉን ዝገብር ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

ብመሳፍንት እያዩ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.