Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራታት ናይ ኣሜሪካ ኣቋም ናይ ምቕያር ዓቕሚ ኣለዎም – ወ/ሮ ሶስና ወጋየሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ማሕበር ኣካቢት ወይዘሮ ሶስና ወጋየሁ÷ ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምምራፅ ልዕሊ 800 ሺሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዑል ኣስተዋፅኦ ነይሩዎም ክብላ ገሊፀን።

እተን ኣካቢት፥ እቶም ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሐዚ እዋን ሃገሮም ብምምሕዳር ባይደን ፅዕንቶ ይበፅሓ ከምዘሎ ይግንዘቡ ኢዮም፤ ስለዝኾነ እቲ ሓቂ ንዓለም ማሕበረሰብ ንምርዳእ ብጥምረት ምንቅስቓስ ኣለዎም ኢለን።

ናይ ኣሜሪካ ኣቋም ናይ ምቕያር ዓቕሚ ኣለዎም – ወ/ሮ ሶስና ወጋየሁ

እቶም ፕሬዚዳንት ናይ ኢትዮጵያዊያን ዳያስፖራ ድምፂ እንተዘይረኽቡ ናብ ስልጣን ዘይክመፅኡ ይኽእሉ ነይሮም ኢለን።

ስለዝኾነ ዳያስፖራታት ናይ ኣሜሪካ መንግስቲ ኣቋም ናይ ምቕያር ዓቕሚ ኣለዎም ክብላ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.