Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ደገፍ ገንዘብ ዝገብረሉ ሓዱሽ ዌብሳይት ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ደገፍ ገንዘብ ዝገብረሉ itsmydam.et ብዝብል ዝተኸፈተ ሓዱሽ ዌብሳይት ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ተፈሪ መለሰ፣ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሰላምን እርቅን ህብረት፣ ዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኢትዮጵያ ደገፍ ንኣመራርሓ ኣባይ ከምኡውን ተወከልቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ እቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተኻይዱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.