Fana: At a Speed of Life!

ዳይሬከተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬከተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ማትሺድሶ ሞኤቲ ምስ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተዛቲየን።

ውድብ ጥዕና ዓለም ሓገዝ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ሓዊሱ ነቲ ክልል ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ መሓዙት ኣካላት እናሰርሐ ከምዝርከብ እተን ዳይሬክትር ገሊፀን፡፡

ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተወካሊ ኢትዮጵያ፣ መሓባበሪት ጉዳያት ሰብኣዊ ካትሪን ሶዚን ልኡኻት ውድብ ጥዕና ዓለምን ኣብ መቐለ ዝርከብ መዓስከር ተመዛበልቲ ዑደት ገይሮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ኣጋር ኣካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምርኻብ ምዝታየን ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.