Fana: At a Speed of Life!

“ድምፅና ንነፃነትና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድምፅና ንነፃነትና ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ሃገራው ወፃኢ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶም ዝቃወም ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብዚ ሰሙን ዘንበሮ ክልከላ ጉዕዞን ኣብ ለዕሊ ኢትዮጵያ ዝፈጥሮ ፅዕንቶን እዛ ሃገር ካብ ድኽነት ንከይትላቐቕ ንምግባር ካብ ምድላይ ዝፍልፍል ብምዃኑ ብፍላይ መንእሰይ ንዕብየት ሃገር ግድኡ ብምውፃእ ፅዕንቶ ወፃኢ ክቃወም ኣለዎ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ ሰንበት ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ መላእ ሃገር ይካየድ ዘሎ እንትኸወን፥ ብዙሓት መናእሰይ ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.