Fana: At a Speed of Life!

ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድጋፍ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ደገፍ፥ “መነእሰይነተይ ንሃገረይ ኢትዮጵያ፤ ካርደይ ንብልፅግና” በዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡ መናእሰይ ንፓርቲ ብልፅግናቀ ዘለዎም ደገፍ ይገልፁ ከምዘለዉ ካብ ፌስ ቡክ ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.