Fana: At a Speed of Life!

ድፋዓት ግምባር ሰይሮም ሑቐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰበሩ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ታሪኻዊት ከተማ ላስታ ላሊበላን ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ላሊበላን ተቖፃፂሮም

ሰበር ዜና

ድፋዓት ግምባር ሰይሮም ሑቐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰበሩ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ታሪኻዊት ከተማ ላስታ ላሊበላን ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ላሊበላን ተቖፃፂሮም።

ብሓድጊ ዓለም ዝተመዝገቡ ውቑራት ኣቢያተ ክርስቲያናት ዝርከቡላ ከተማ ላሊበላን ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣውሮፕላን ላሊበላን ንምቁፅፃር ተኻኢሉ ዘሎ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር በቢግምባሩ ዝተጀመረ መጥቃዕቲ ውፅኢት ንምምዝጋብ ስለዝተኸኣለ ኢዩ።

እቶም ጀጋኑ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ፋመኖን ከባቢ ላስታ ላሊበላ ብምፅራይ ከተማ ሰቆጣ ንምቁፅፃር ንቕድሚት እናገስገሱ ይርከቡ።

ራሳቸውን በጠላት እንዳላስደፈሩት የግዳንና የራያ ወረዳዎች ሁሉ ቀሪዎቹ በወረራ ሥር የሚነገኙ የዋግ ሕምራ፣ የሰሜንና የደቡብ ወሎ ሕዝብ፣ ከጀግኖቹ የመንግሥት የጸጥታ አካላት ጋር በመሆን ጠላትን እንዲደመስስና ነጻነቱን እንዲያስከብር መንግሥት ጥሪ ያቀርባል

ንባዕሎም ብፀላኢ ከምዘየድፈሩን ወረዳታት ራያን ግዳንን ኩሎም ዝተረፉ ኣብ ትጀሕቲ ወራር ዝርከቡ ህዝቢታት ዋግህምራ፣ ሰሜንን ደቡብን ወሎ፣ ምስ ጀጋኑ ኣካላት ፀፅ መንግስቲ ብምዃን ፀላኢ ንኽድምሰስን ናፅነቱ ንኸኽብርን መንግስቲ ፃዒቱ የቕርብ።

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.