Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓዱሽ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓዱሽ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ብሓባር ኣብ ዘሳልጡዎም ጉዳያት ጥዕና ህፃናት፣ ሃነፅቲ ምግቢ፣ ንህፁፅ እዋን ግዘ ኣብ ዝህብ ምላሽን ካልኦት ዛዕባታትን ውፅኢታዊ ምይይጥ ምግባሮም ኣፍሊጠን።

እተን ሚኒስትር÷ ዩኒሴፍ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዝገብሮ ሓገዝን ዘርእዮ ምሕዝነትን ንኢደን።

ኣብ ቀፃሊ እውን ምስቲ ትካል ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ገሊፀን።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.