Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝርከብ ጣቢያ መሐለዊ ጥዕና ኣዳሬ ዑደት ገይረን።

እቲ ትካል ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎት ብሰብ ሞያ መብርሂ ተዋሂቡወን።

እቲ ጣቢያ ጥዕና ምጣነ ሰድራ ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ድማ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ነዊሕ እዋን ወሊድ ከምዝረኸባ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.