Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይዶም።

ኣብ ዑደቶም እውን ኣብ ማእኸላት ሲቲ ስካን፣ ማእኸል ኣገልግሎት ሕፅበት ኩሊት ኣደታትን ህፃናትን፣ ማእኸል ቲሹ ባንኪ ደም ጅግጅጋን ተዓዚቦም።

እተን ሚኒስትር፥ ኣዲስ ቢኤስ ኣይ ኤስ ዝተብሃለ ኣገልግሎት እቲ ባንኪ ደም ካብ ማንዋል ናብ ዲጂታል ኣገልግሎት ዝቐየረ ኣሰራርሓን ሓዱሽ ኣውቶሜሽንን እውን ኣጀሚረን።

ዶክተር ሊያ ኣብ ዑደተን፥ እቲ ሆስፒታል ብሓፈሻ 350 ዓራት ሒዙ ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ምግላፀን ካብ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.