Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣሽጎዳ ኣብ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ኣሽጎዳ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም።

ስራሕቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ማሕረስ ንምክያድ ዘይተሓለለ ፃዕሪ እናተገብረ ከምዝርከብ ተገሊፁ።

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ነዚ ንምስላጥ ዝሕግዝን ንስራሕቲ ሕርሻ እታወት ዝውዕልን ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ገይሮም።

ብተወሳኺ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ከምዝተመያየጡ ተሓቢሩ።

ዶ/ር  አብርሃም  ምምሕዳር ትግራይ ቀዳምነት ሂቡ ካብ ዝሰርሖም ስራሕትን ግዜ ክወስድ ዘይግበኦን፣ ኩሉ ፈታዊ ህዝብና ድጋፍን ቆላሕታን ዘድልዮ ስራሕ ሓደ ሕርሻ እዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.