Fana: At a Speed of Life!

ጁንታ ህወሓት ብሓይሊ ዘሰለፎም ሓይሊታት ጥፍኣት ብኣንፈት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ብሓይሊ ዘሰለፎም ሓይሊታት ጥፍኣት ብኣንፈት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ኢዶም ይህቡ ኣለዉ።

ጉጅለ ህወሓት ህፃናትን መናእሰይን ትግራይ ኣገዲዱ ናብ ኲናት የሳውሮም ከምዘሎ እቶም ምርኮኛታት ገሊፆም።

ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ቤተሰብና እንተይፈለጡ ካብ መገዲ ተወሲድና ናይ ሸሞንተ መዓልቲ ስልጠና ወሲድና ናብ ኲናት ኣሳዊሩና ዝበሉ እቶም ምርኮኛታት፥ ይኹን እንበር ካብ ዝነበርናሉ ግንባር ኣብ ከባቢ ዓፋርን ኣምሓራን ኢድና ሂብና ኢሎም።

ከማና ብዙሓት ኣዕርኽትና ኢዶም ንምሃብ በቢጫክኡ ኣለዉ ዝበሉ እንትኾኑ፥ ኢድና ሂብና ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ንርከብ ምባሎም ካብ መራኸቢ ሓፋሽ ዓፋር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.