Fana: At a Speed of Life!

ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 5 ሺሕ 700 ሜትሪክ ቶን ሩዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 5 ሺሕ 700 ሜትሪክ ቶን ሩዝ ሂቡ።

እቲ ደገፍ ሩዝ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰመሪታ ሰዋሰው ተረኪበንኡ።

ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

300 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ደገፍ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.