Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 11፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ስራሕ ንምእላሽ ኣብ ዝስደዱ ሰባት ብምኳር ኢዪ ዝዛተ ዘሎ።

ሚኒስትራት ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት፣ ኣባል ሃገራትን ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካለትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተገሊፁ።

ቀጣናዊ ምትእስሳር ብምጥንኻር ኣብ ምምሕዳር ሰራሕተኛታት፣ ስራሕን ንስራሕ ኢለም ዝስደዱን ሰባት ዘተኮረ ስሩዕ ስርዓት ንምዝርጋሕ ዘኽእልን ናብ ጭቡጥ ስራሕ ዘእቱን መደላድል ንምፍጣር ዝዓለመ ኢዩ ተበሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.